ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ኣገልግሎት መሬት ተንከፍ ተነቢሩ ዝነበረ እግድ ተላዒሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንግዚኡ ተኣጊዱ ዝነበረ  መሬት ተንከፍ ኣገልግሎት ከምዝተለዓለ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ።

እቲ ግዚያዊ እግድ ስለዝተለዓለ እቲ ኣገልግሎት ካብ 13 ጥሪ 2014 ዓ.ም ጀሚሩ ኣብ በቢክፍለከተምኡ ምትእንጋድ ከምዝከኣል ካብ ቤት ፅሕፈት ከንቲባ ኣዲስ ኣበባ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment