ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ቀረብ ነዳዲ ኣድሂቡ ኣብ ዝተሰናደአ ሰነድ ልዝብ ይግበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ ንግዲ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ቀረብ ነዳዲ ኣድሂቡ ኣብ ዘሰናደኦ ሰነድ ምስ መዳርግቲ ልዝብ ይገበር ኣሎ።

እቲ ዘተ ምስ ዕድጊት ነዳዲ ተተሓሒዙ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብዚ ሰሙን ንዝተፈጠረ ፀገም መፍትሒ ኣንፈት ንምንባርን ኣብ ቀፃሊ ዕድጊት ነዳዲ ብስርዓት ንምምራሕ ዝዓለመ ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡

ኣብቲ ሰነድ ልዝብ ምግባሩ ኣብቲ ዓውዲ እናተረኣዩ ዝርከቡ ቀንዲ ማሕለኻታት ብዝርዝር ብምፍላይ ተረባሕነት ማሕበረሰብ እታ ከተማ ንምርግጋፅ የኽእል ኢዩ ተባሂሉ ትፅቢት ከምዝግበር እውን ተሓቢሩ፡፡

ብኣዲሱ ሙሉነህ

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment