ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣህጉራዊ ኮንፈረስ ሰላም ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣህጉራዊ ኮንፈረንስ ሰላም ከምዝካየድ ሚኒስቴር ሰላም ገሊፁ።

ሚኒስትር ዴኤታ ሰላም ከይረዲን ተዘራ (ዶ/ር) እቲ ኮንፈረንስ ኣመልኪቶም ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ÷ ኣብቲ ኮንፈረንስ ተወከልቲ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣፍሪካ ክዕደሙ ኢዮም።

ኣብቲ መድረኽ ኣብ ጉዳይ ሰላምን ድሕንነትን ኣፍሪካ ምይይጥ ከምዝግበር ብንሕባር÷ ሃገራት ኣብቲ ዓውዲ ዘለወን ተሞክሮ ልምዲ ክለዋወጣ ኢን” ክብሉ ተዛሪቦም።

ኢትዮጵያ እውን ንሰላም ኣፍሪካ ኢሉ እውን ንሰላም ዓለም ዘለዋ ኣበርክቶ ኣብቲ መድረኽ ከምተቕርብ ምግላፆም ግዜኢ ፀብፂቡ፡፡

Comments (0)
Add Comment