ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንተግባር ግብረ ራዕዲ ክውዕል ዝነበረ ልዕሊ 10 ሺሕ ገጀራ ተታሒዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ ነሓሰ 14፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ንተግባር ግብረ ራዕዲ ክውዕል ዝነበረ ልዕሊ 10 ሺሕ ገጀራ ከምዝሓዘ ጣቢያ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ኣፍሊጡ።

እቲ ገጀራ ትማሊ ቀትሪ ሰዓት 8 ካብ ሕብረተሰብ ዝተረኸበ ሓበሬታ መሰረት ብምግባር ኣብ መርካቶ ጎኒ ማዕኸል ዕዳጋ ጣና ውሽጢ ሃንፃ ኣድማስ ዝተትሓዘ ኢዩ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment