ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ምድላው ስንቂ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለያ ክፍለ ከተማታት ኣዲስ ኣበባ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ምድላው ስንቂ ይካየድ ኣሎ።

ኣብ ክፍለ ከተማ የካ፣ ጉለሌን ለሚ ኩራንዘርከቡ ነበርቲ ንጅግና ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ደጀን ምዃኖም ብተግባር ብምርኣይ እቲ ምድላው ስንቂ የካይዱ ከምዘለዉ ተሓቢሩ።

ኣብቲ መርሃ ግብሪ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ተዘዋዊሮም ብምርኣይ ከምዘተባብዑ ካብ ቤት ፅሕፈት ከንቲባ እቲ ምምሕዳር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment