ኣብ ኣዲስ ኣበባ ታቦት ዝሓልፈሉን ዝሓድረሉን ከባቢ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ኣቦታት ሃይማኖት ዝተፈላለያ እምነታትን ኣፅሪዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ታቦት ዝሓልፈሉን ዝሓድረሉን ከባቢ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ኣቦታት ሃይማኖት ዝተፈላለያ እምነታትን ኣፅሪዮም።

ብመዓርግ ምክትል ከንቲባ ዋና ኣካያዲ ስራሕ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ሒክማ ኸይረዲን፣ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ፣ ኣቦታት ሃይማኖት ዝተፈላለያ እምነታትን ነበርቲ እታ ከተማን ሎሚ ኣብ ክፍለ ከተማ ቂርቆስ ብምርካብ ኢዮም እቲ ፅርየት ኣሳሊጦም።

ወይዘሮ ሒክማ፥ ጥምቀት ኢትዮጵያ ኣብ ዩኔስኮ ካብ ዘመዝገበቶም ዘይድህሰሱ ቅርስታት ሓደ ኢዩ ኢለን።

እቲ በዓል ሃፍቲ መላእ ኢትዮጵያዊያን ከምዝኾነ ምግላፀን ግዜኢ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment