ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብ1 ነጥቢ 3 ቢሊየን ብር ህንፀት ፓርክ ለሚ ብወግዒ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ከፍለ ከተማ ለሚ ኩራ ህንፀት ፓርክ ለሚ ብወግዒ ኣጀሚረን።

እቲ ኣብ 14 ሺሕን 400 ካሬ ሜትር መሬት ዝዓርፍ ፓርክ 1 ነጥቢ 3 ቢሊየን ብር ወፃኢ ከምዝሓትት ተሓቢሩ።

ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ፥ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተፈላለዩ ፕሮጀክትታት ብምህናፅ እታ ከተማ ወቅብቲ ንምግባር ተሳትፎ ውልቀ ዓውዲ ወሳኒ ኢዩ።

ህንፀት እቲ ፓርክ ብመንግስቲን ሰብ ውልቀ ሃፍቲን ክሽፈን ኢዩ ክብል ግዜኢ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment