ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብለውጢ ዝተረኸቡ ውፅኢታት ንምቕፃል ዝዓለመ ሰልፊ ደገፍ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብለውጢ ዝተረኸቡ ውፅኢታት ንምቕፃል ዝዓለመ ሰልፊ ደገፍ ኣብ መስቀል ኣደባባይ ይሳለጥ ኣሎ።

ኣብቲ ሰልፊ፥ ኣብታ ከተማ ካብ ዝርከባ ኩለን ክፍላተ ከተማ ዝመፅኡ ክፋላት ማሕበረሰብ ይሳተፉ ኣለዉ።

በቲ ለውጢ ዝተረኸቡ ውፅኢታት ብምድጋፍ፥ ዝተፈላለዩ መልእኽቲታት የመሓላልፉ ኣለዉ።

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment