ኣብ ኣዲስ ኣበባ ስርቂ መኻይን ኣብ ዘተሓሳስብ ብርኪ ምብፅሑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ምስራቕ መኻይን ከምዝተበራኸተ ሰብ ንብረትን ኣሽከርከርቲን ገሊፆም።

ዳይሬክተር ርክብ ህዝቢ ፖሊስ ኮሚሽን ኣዲስ ኣበባ ኮማንደር ፈሲካው ፋንታ ንፋና ብሮድካስት ኮርፖሬት ከምዝገለፁዎ፥ ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ጥራሕ ገበን ምስራቕ 74 መኻይን ተፈፂሙ፡፡

ኣብ መኻይን ዝፍፀሙ ጉሕለታት ሓደጋታት ስርቂ ካብ ፍልፍሉ ጠጠው ንምቁራፅ ፖሊስ ገበነኛታት ንመሓዝ ኣብ ዝገብሮ ምንቅስቓስ ተሳትፎ ሕብረተሰብ ወሳኒ ከምዝኾነን ሕብረተሰብ ምስ ፖሊስ ብምትሕብባር ገበን ንምንካይ ኢሉ እውን ንምድራቕ ንዝግበር ርብርብ ከምዝሕግዝ ኣብሪሆም፡፡

ብሲሳይ ጌትነት

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment