ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሰላምን ድሕንነትን ንምርግጋፅ ትኹረት ተገይሩ ከምዝስራሕን ህዝቢ ብምስታፍ ከምዝሳለጥን ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣፈፃፅማ ትልሚ ትሽዓተ ኣዋርሕን ቀፀልቲ ኣንፈታትን ግምገማ ኣካይዱ።

ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝሓለፉ ትሽዓተ ኣዋርሕ ኣብታ ከተማ ዝነበረ ኣፈፃፅማ ምስ ላዕለዎት ኣመራርሓታት ብሓባር ዝገምገመ እንትኸውን፥ ኣብ መጠቓለሊ ማእኸል ምርብራብ ዝኾኑ ኣንፈታት ከምዝተቐመጡ እውን ተገሊፁ፡፡

ኣብቲ ገምጋም ድማ ብመንፅር ሰላም ዝተርኣዩ ሰናይ ምንቅስቓሳት፣ ብዲዛይንን ኮንስትራክሽንን፣ ብፈጠራ ዕድል ስራሕ፣ ብኣታዊን ትምህርቲን ከምኡ እውን ኣብ ዘፈር ጥዕና መልካም ኣፈፃፅማ ከምዝተረኣየ ብጥንካረ ዝተልዓሉ ቀንዲ ቀንዲ ኢዮም፡፡

ምኽባር ናብራ ንምህዳ ዝተገበረ ርብርብ እውን ዝበረታታዕ ከምዝነበረ ዝተቐመጠ እንትኸውን፥ ኣብ ትካላዊ ስራሕቲ ሪፎርም ብዙሓት ጥንኩራት ምንቅስቓሳት ከምዝተገበሩ ተገሊፆም፡፡

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment