ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምእመናን ተረጋጊዑ ካብ ሰላት ዒድ ናብ ዘዝመፅአሉ ይምለስ ምህላዉ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምእመናን ተረጋጊዑ ካብ ሰላት ዒድ ናብ ዘዝመፅአሉ ይምለስ ምህላዉ ኣፍሊጡ።

ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ቅድሚ ምስጋድ ሰላት ዒድ ኣብ ሓወልቲ ሰማእታት ከባቢ ውሑዳት ውልቀ ሰባት ብዝጀመርዎ ረብሻ ኣብ ልዕሊ ንብረት ጉድኣት ከምዝበፅሐ ፖሊስ እታ ከተማ ኣፍሊጡ።

እቲ ምእመናን ሐዚ ተረጋጊዑ ካብ ሰላት ዒድ ናብ ዘዝመፅአሉ ይምለስ ምህላዉ ድማ ገሊፁ።

ህዝቢ ብምርግጋዕ ንገዛእ ርእሱን ከባቢኡን ነክሕሉ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ፃውዒት ኣቕሪቡ።

መበገሲ  እቲ ረብሻን ምስ እዚ ዝተሓሓዙ ካልኦት ጉዳያትን ነህዝቢ ዕላዊ ከምዝገብር ምግላፁ ካብ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ዝረከብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

Comments (0)
Add Comment