ኣብ ኣዲስ ኣበባ ማሕበረሰብ ንግዲ መንደር ምቁፅፃር ዘኽእል መምርሒ ተሰናዲኡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሕጊን ኣሰራርሓን ዘይኽተሉ ማሕበረሰብ ንግዲ መንደር ምቁፅፃር ዘኽእል መምርሒ ተሰናዲኡ።

እቲ መምርሒ ኣብ ምእካብ እቶት ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ዘፀግሙ ዘይሕጋዊነት ንምክልኻል ዘኽእል ከምዝኾነ ሓላፊ ቢሮ ምምሕዳር ንግዲ እታ ከተማ  ኣይተ ቢንያም ምክሩ ተዛሪቦም።

ኣብቲ መምርሒ ጠመተ ዝገበረ፥ ማሕበራት ሸመትቲ ማሕበረሰብ ንግዲን ካልኦት መዳርግቲ ኣካላትን ዝተሳተፍሉ  መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ።

ኣብ ንግዲ መንደር ግቡእ ኣካይዳ ንምንጋስ እቲ መምርሒ ኣድላዪ ከምዝኾነ ሓቢሮም።

ብኣሸናፊ ሽብሩ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment