ኣብ ኣዲስ ኣበባ ህንፀት ጣቢያ ምፅራይ ፈሳሲ ንምክያድ ዘኽአል ስምምዕነት ምስ ሲጂሲኦሲ ተኸቲሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ህንፀት ጣቢያ ምፅራይ ፈሳሲ ንምክያድ ዘኽአል ስምምዕነት ምስ ህንፀት ተቛራፂ ሲጂሲኦሲ ተኸቲሙ።

እቲ ህንፀት ካብ ባንኪ ዓለም ብዝተረኸበ 145 ሚሊየን ዶላር ከምዝፍፀም ተገሊፁ።

ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ኣብ ዝመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥ እቲ ፕሮጀክት ልዕሊ 1 ነጥቢ 2 ሚሊየን ነበርቲ እታ ከተማ ተረባሕቲ ዝገብር ኢዩ ኢለን።

ኣብ ውሽጢ ሰለስተ ዓመት ከምዝዛዘም እውን ገሊፀን።

ከፍለከተማታት የካ፣ ቦሌን ለሚኩራን ተረባሕቲ ከምዝገብር እውን ተዛሪበን።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

Comments (0)
Add Comment