ኣብ ኣደባባይ ሕውነት ኢትዮ-ኩባ ኣዲስ ኣበባ ኤግዚቢሽንን ባዛርን ተኸፊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣደባባይ ሕውነት ኢትዮ-ኩባ ኣዲስ ኣበባ ኤግዚቢሽንን ባዛርን ተኸፊቱ።

እቲ ዕለት “ካብ ሸማቲ ናብ ኣፍራዪ” በዝብል መሪሕ ቃል ብብርኪ ሃገር ይክበር ኣሎ።

ኣብቲ መኽፈቲ መርሃ ግብሪ እቲ ኤግዚቢሽንን ዝተከቡ ምክትል ከንቲባ ኣዲስ ኣበባን ሓላፊ ቢሮ ስራሕ፣ ልምዓት ኢንተርፕራይዝን ኢንዱስትሪን ጃንጥራር ዓባይ መደረ ኣስሚዖም።

ዘላቒ ልምዓትና ንህልውናና ቁልፊ ዝኾነ ኣፍራይነት ብምዃኑ ካብ ሸመታ ናብ ኣፍራይነት ብምስግጋር ኢኮኖሚ ሃገር ምህናፅ ይግባእ ኢሎም።

እቲ ምምሕዳር ከተማ ማእኸላት ንግዲ ብምህናፅ ሕብረተሰብ ተረባሒ ንምግባር ይሰርሕ ከምዘሎ እውን ገሊፆም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment