ኣብ ኣዋሽ ኣርባ ሎሚ ዝረኣናዮ ዝተዋደደ ልምምድ ኲናት ኢትዮጵያ ኲናት ዘትርፍ ሓይሊ ምህናፃ ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዋሽ ኣርባ ሎሚ ዝረኣናዮ ዝተዋደደ ልምምድ ኲናት ኢትዮጵያ ኲናት ዘትርፍ ሓይሊ ምህናፃ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።

ኣብቲ ልምምድ ሓይሊ ኣየር፣ ከቢድ ኣፅዋር፣ ፍሉይ ሓይሊን እግረኛን ተዋዲዱ ኲናት ኣብ ሓፂር እዋን ዘትርፈሉ መገዲታት ርኢና ኣለና ኢሎም።

በቢመዓልቱ ዓይንና ካብ ዝደልዮ ሕልሚን ተግባርን ንክንብገስ ዘኽእሉ ሓይሊታት ስለዘለዉ ቀንዲ ተግባር መኮንናት ሰራዊት ዝኸውን ኲናት ዘትርፍ ሓይሊ ምህናፅ ኢዩ ክብሉ ድማ ተዛሪቦም።

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment