ኣብ ኣኽራሪነትን ግብረ ራዕዲን ኣብ ክንዲ በይናዊ፤ ሓራዊ ስጉምቲ ምውሳድ ይግባእ – ኣምባሳደር ብርቱካን ኣያኖ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ምባሳደር ብርቱካን ኣያኖ ኣፍሪካ ኣብ ኣኽራሪነትን ግብረ ራዕዲን ትገብሮ ምክልኻል ኣብ ክንዲ በይናዊ ሓራዊ ስጉምቲ ክትወስድ ከምዝግባእ ገሊፀን።

ታሽዓይ ላዕለዋይ ጉባኤ ሰላምን ፀፅታን ኣፍሪካ ኣብ ኣልጄሪያ ከተማ ኦራን ይሳለጥ ኣሎ፡፡

ኣብቲ ጉበኤ እናተሳተፋ ዝርከባ ኣምባሳደር ብርቱካን ኣያኖ ኣብ ዝገበረኦ መደረ÷ ማሕለኻታት ኣኽራሪነትን ግብረ ራዕዲን ብብሕታውነት ምፅዋር ስለዘይከኣል ሓበራዊ ስጉምቲ ምውሳድ ኣድላዪ ከምዝኾነ ኣገንዚበን።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrgna

Comments (0)
Add Comment