ኣብ ኣተገባብራ እቲ ኣዋጅ ብዝተገበረ ክትትል 237 ተጠርጠርቲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ደቡብ ኣብ ኣተገባብራ እቲ ኣዋጅ ብዝተገበረ ክትትል 237 ተጠርጠርቲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ኮሚሽን ፖሊስ እቲ ክልል ኣፍሊጡ።

ኮሚሽነር ኮሚሽን እቲ ክልል ነቢዩ ኢይያስ፥ ግብረ ራዕዳውያን ውሀሓትን ሸኔን ኣብ ሽርሒ ምፍራስ ሃገር ከምዝተፀመዱ ብምፅራሕ፤ እቶም ጉጅለታት ንምምካት ምስ ማሕበረሰብ ብምውዳድ እናተሰርሐ ከምዝኾነ ተዛሪቦም።

ኣካላት ፀፅታ እንተይተረፈ ብተጠርጣራያነት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ዝገለፁ እቶም ኮሚሽነር፥ እቶም ተጠርጠርቲ ነቶም ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ብገንዘብ፣ ብሞራል፣ ሓሳብን ሓበሬታ ብምቕባልን እናሓገዙ ዝነበሩ ኢዮም ኢሎም፡፡

46 ጦር መሳርሒታት ከምዝተትሓዙን ጉዱኣት ኣካል ብምምሳል ልኡኽቶ እኩይ ተግባር እቲ ግብረ ራዕዲ ዝሓዙ ውልቀ ሰባት እውን ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓሉን ምግላፆም ካብ ኮሙዩኒኬሽን ክልል ደቡብ ዝረኸብና ሓበሬታ የረድእ።

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment