ኣብ ኣሜሪካ ዝተፈላለዩ ግዝኣታት ሰልፊ ምንቅስቓስ የኣክል ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣሜሪካ ኣብ ግዝኣታት ሺንግተን ዲሲ፣ ሜሪላንድን ቨርጂንያን ሰልፊ ምንቅስቓስ የኣክል ተኻይዱ።

ኣብተን ግዝኣታት ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን፣ ትውልደ ኢትዮጵያውያን፣ ኤርትራውያንን ፈተውቲ ኢትዮጵያን ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዝግበር ኢድ ኣእታውነትን ናይ ሕሶት ክሲ ሚዲያን ብምቅዋም ኣካል ወፍሪ ምንቅስቓስ “የኣክል” ዝኾነ ሰላማዊ ሰልፊ ምግባሮም ኣብ ኣሜሪካ ካብ ዝርከብ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን፣ ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ፈተውቲ  የኢትዮጵያን፥ ሓደሓደ ምዕራባውያን ሃገራት ብቐጥታን ብካልኦት ዓለም ለኸ ትካላትን ከምኡ እውን ብመራኸብቲ ሓፋሻተን ኣቢለን ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ እናብፀሐኦ ዝርከባ ፅንቶ ጠጠው ንኸብላ ዝሓቱ ሰላማዊ ሰልፊታት እናካየዱ ይርከቡ፡፡

ከባቢኦም ያሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment