ኣብ ኣሜሪካ ልዕሊ 5 ዕድሚኦም ህፃውንቲ ክታበት ፒፋይዘር ንክወስዱ ተወሲኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ልዕሊ ሓሙሽተ ዓመት ዝዕዲሚኦም  28 ሚልየን ህፃውንቲ ፀረ ቫይረስኮሮና ክኽተበት ፒፋይዘር ንክወስዱ ወሲና።

ምምሕዳር፣ ምቁፅፃር መድሓኒትን ምግብን ኣሜሪካ ትማሊ ኣብ ዝሃቦ ውሳነ፥ ካብ 5 ክሳብ 11 ንዕድሚኦም ህፃውንቲ ክታበት ፒፋይዘር ክኽተቡ ብምሉእ ድምፂ ኣሕሊፉ።

ክፍሊ ምክልኻል ተመሓላለፍቲ ሕማማት እታ ሃገር፥ ነቲ ብምምሕዳር ምቁጽጻር መድሃኒትን መግብን ኣመሪካ ዝቐረበ እምማ ክልተ ሕዳር ውሳነ ክህበሉ’ዩ ተባሂሉ።

ኣቐዲምካ ኣብ ዝተገበረ ክሊኒካዊ ፈተነ፥ እቲ ክታበት ኣብ ህጻናት 90 ሚኢታዊ ውጽኢታዊ ኮይኑ ከምዝረኸብዎ እዮም እቶም ወሰንቲ ኣካላት ገሊፆም።

 

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment