ኣብ ኣሜሪካ፣ ኣውሮፓን ኣፍሪካን ዝነብሩ ዳያስፖራታት ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያ ዝጠመተ ዘተ ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣሜሪካ፣ ኣውሮፓን ኣፍሪካን ዝነብሩ ዳያስፖራታት ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያ ዝጠመተ ዘተ ኣካይዶም።

ረብሓ ኢትዮጵያ ኣብ ዘሕሉ  ዛዕባ ዘለዎም ተሳትፎን ውግንናን ንከጠናኽሩ ፃውዒት ቀሪቡሎም።

ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካ ስለሺ በቀለ፥ ኣብ ኣሜሪካ ምስ ዝርከቡ መራሕቲ ትካላት ፐብሊክ ዲፕሎማሲን ኣድቮኬሲን  ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ብምድሃብ ብኢንተርኔት ተዛቲዮም።

መንግስቲ ኢትዮጵያ ሐዚ እውን ንሰላም ዘለዎ ቅዋም ልዑል ከምዝኾነ ተዛሪቦም።

ዳያስፖራ እቲ ጉጅለ ራዕዲ ዝነዝሖ ስኑዕ ሓበሬታን ወራርን ኣብ ምቅላዕ ዝሰርሕዎ ዘለዉ ስራሕቲ ብዝምልከት ገምጋም ከምዝተገበረ ካብ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment