ኣብ ኣመላልኣን ኣሳድዳን ማይ ግድብ ህዳሰ ኣድሂቡ ዝግበር ሰለስተኣዊ ድርድር ሎሚ መዓልቲ ክጅመር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኣመላልኣን ኣሳድዳን ማይ ግድብ ህዳሰ ኣድሂቡ ዝግበር ሰለስተኣዊ ድርድር ኢትዮጵያ፣ ሲዳንን ግብፂን ሎሚ መዓልቲ ክጅመር ኢዩ።

ብኣተሓባባራይነት ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ እዋናዊ ኣቦ መንበር ሕብረት ኣፍሪካን እቲ ቢሮን ደቡብ ኣፍሪካ ዝተፀውዐ ኣኼባ፥ ሰለስቲአን ሃገራት ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢን ሚኒስትራት ማይን ክሳተፉ ኢዮም፡፡

ተዓዘብቲን በቲ ሕብረት ዝተሾሙ ኤክስርታትን እውን ክሳተፉ ኢዮም ተባሂሉ፡፡

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment