ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢን ሚኒስቴር ፍትሒን መቐመጢኦም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዝገበሩ ተወከልቲ ኣባል ሃገራት ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ከይዲ ፖሊሲ ስግግር ፍትሒ ዘድሃበ ገለፃ ገይሮም፡፡
እቲ መብርሂ ዝሃቡ ሚኒስትር ፍትሒ ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር) ከምዝኾኑ ካብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡
ድሕሪ ጎንፂ ንተጎዳእቲ ኣብ ዝወሃብ ፍትሒ ኣብ ከይዲ ኣፈፃፅማ ዘድሃበ ከምዝኾነ ተሓቢሩ፡፡
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/…
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com