ኣብ ኢትዮጵያ ዘይሃድአ ፖለቲካዊ ዓውዲ ንመኽበርቲ ሕጊን ትካላት ፍትሒን ከቢድ ፈተና ኮይኑዎም – ዶ/ር ጌዲዎን ጢሞቲዎስ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዘይሃድአ ፖለቲካዊ ዓውዲ ንመኽበርቲ ሕጊን ትካላት ፍትሒን ከቢድ ፈተና ከምዝኾም ሚኒስትር ፍትሒ ዶክተር ጌዲዎን ጢሞቲዎስ ገሊፆም።

እቶም ሚኒስትር ፍትሒ እዚ ዝበሉ ኣብ ኣዳማ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ሓበራዊ መድረኽ ላዕለዎት ዓቀብቲ ሕጊ ፌዴራልን ክልልን ኢዩ።

ኢትዮጵያ ብብዙሓት ፀገማት እናተፈተነት ይኹን እምበር ዝተጀመረ ሃገራዊ ጉዕዞ ዕቤት ዕዉት ንምግባር ግደ ትካላት ፍትሒ ዕዙዝ ከምዝኾ ተገሊፁ።

ከም ሃገር ዘላቒን ፅሬት ዘለዎን ስርዓት ፍትሒ ንኽህሉ ዝግመት፣ ተቐራራቢን ስሉጥን ውሳነታት ሕጊ ክመሓላለፉ ከምዝግባእ ምግላፁ ኢቢሲ ፀብፂቡ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment