ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ለውጢ ይድግፍ ኢየ ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ክፍለ ከተማ ቦሌን የካን ወፍሪ ፅሬት ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ለውጢ ይድግፍ ኢየ ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ክፍለ ከተማ ቦሌን የካን ወፍሪ ፅሬት ተኻይዱ።

እቲ ወፍሪ ፅርየት ንጎሆ ሰዓት 12:30 ዝተሳለጠ እንትኸዉን፥ “ዝተሃነፀት እንበር ዝፈረሰት ሃገር ንትውልዲ ኣይነርክብን” ዝብል መሪሕ ሓሳብ ዘለዎ ኢዩ።

ብመሰረት እዚ ኣብ ጎኒ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድን ኣመራርሓ ለውጥን ብምስላፍ ዝተጀመሩ ስራሕቲ ልምዓት ክንዛዝም ኢና ክብሉ እቶም ተሳተፍቲ ገሊፆም።

ብተወሳኺ ድሕሪ 30 መስከረም 1 ጥቅምቲ ኢዩ ክብሉ እዉን ሐዚ ንዘሎ ለውጢ ደጊፎም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

 

https://t.me/tigrignafana

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment