ኣብ ኢትዮጵያ ክታበት ኮቪድ-19 ንምፍራይ ዘኽእል ምድላው ይግበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት 1፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጥዕና ምስ ሕብረት ኣፍሪካ፣ ማእኸል መከላኸሊ ሕማማትን መዳርግቲ ኣካላትን ብምዃን ኣብ ኢትዮጵያ ክታበት ኮቪድ-19 ንምፍራይ ዘኽእል ምድላው ይግበር ኣሎ ኢለን ዶክተር ሊያ ታደሰ።

ዶክተር ሊያ ክታበት ኮቪድ-19 ኣብ ምፍራይ ኣብ ኣፍሪካ ደቡብ ኣፍሪካ ፈላመይቲ ከምዝኾነት ብምሕባር፥ እቲ ክታበት ናይ ምፍራይ ምንቅስቓስ ከም ሃገር ይኹን ኣህጉር ረብሕኡ ዝለዓለ ከምዝኾነ ስለ ዝተኣመነሉ ኢትዮጵያ ብንቕሓት ትሳተፍ ከምዘላ ተዛሪበን።

ስለዝኾነ እቲ ክታበት ኣብ ውሽጢ ዓዲ ንምፍራይ ዘኽእለ መፅናዕቲ ኣዋፃኣይነት ዕዳጋ፣ ምስ መዳርግቲ ትካላትን ሃገራትን ዝግበር ዘተን ልውውጥ ልምዲን ምግባር፣ እቲ ፍሪያት ንምጅማር ዘኽእሉ ተግባራት ብዝርዝር ናይ ምፍላይ ስራሕ ከምዝተሰርሐ እውን ሓቢረን።

ዝርዝር ጥናቶች ሲጠናቀቁ ሀገሪቷ ክትባቱን ወደ ማምረት እንደምትገባም ነው ያስታወቁት፡፡

እቲ ዝርዝር መፅናዕቲ እንትዛዘም ኢትዮጵያ እቲ ክታበት ናብ ምፍራይ ከምእትኣቱ ኣፍሊጠን።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment