ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ፀፅታን ድሕንነትን ዝተኻየደ ስራሕቲ ሪፎርም መፅሓፍ ዳይሳስ ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ፀፅታን ድሕንነትን ዝተኻየደ ስራሕቲ ሪፎርም ሓዊሱ ሓፈሻዊ ስራሕቲ ሃገራዊ ለውጢ ዝምልከት መፅሓፍ ዳይሳስ ተመሪቑ።

እቲ መፅሓፍ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲን ብሄራዊ ኣገልግሎት መረዳእታን ድሕንነትን ብሓባር ዘዳለውዎ ከምዝኾነ ተሓቢሩ።

ብቋንቋታት ኣምሓርኛ፣ ኣፋን ኦሮሞን እንግሊዘኛን ከምዝተዳለወ እውን ተሓቢሩ።

ኣብ ቀፃሊ እውን ብኻልኦት ቋንቋታት ተሰናዲኡ ንፌዴራልን ክልላትን ኮሚኒኬሽን ሰብ ሞያታት እታዎት ንክኸውን በቢክልሉ ከምዝውዛዕ ምግላፁ ካብ ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment