ኣብ ኢትዮጵያ ንፈለማ እዋን ንመፍረዪ ወረቐት ዘገልግል “ፐልፕ” ዘፍረዩ ተምሃሮ ውድድር ፈጠራ ስራሕ ስዒሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዩኒቨርሲቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣዲስ ኣበባ ደቂ ኣንስትዮ ተምሃሮ ኬሚካል ምህንድስና ፍራምረን ካልኦት ተረፍመረፍ ውፅኢታት ብምጥቃም ንወረቐት መስርሒ ዝኸውን “ፐልፕ” ብምፍራይ ብሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ዝተሰናደአ ውድድር ፈጠራ ስራሕ ናይ 245 ሺሕ ብር ተዓዋቲ ኮይነን።

እቶም ተምሃሮ ቅድሚ ሕዚ ኣብ ኢትዮጵያ ዘይፈሪ ፐልፕ ዝተብሃለ ንስራሕቲ መፍረዪ ወረቐት ዝውዕል እታወት ብምፍራየን ኢየን ነቲ ውድድር ስዒረን ዘለዋ፡፡

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment