ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፈ ተወሳኺ ሓደ ሰብ ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ምርመራ ላቦራቶሪ ካብ ውሽጢ ዝተገበረሎም ሰባት በቲ ቫይረስ ዝተለኸፈ ሓደ ተወሳኺ ሰብ ከምዝተረኸበ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።

ብሓፈሻ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተለኸፉ ሰባት ቁፅሮም ናብ 117 ክብ ክብል ከምዝኸኣለ ግዜኢ ፀብፂቡ።

በቲ ቫይረስ ተለኺፎም ዝነበሩ 21 ሰባት ከምዝሓወዩ ይፍለጥ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!
https://t.me/tigrignafana

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment