ኣብ ኢትዮጵያ በቢዓመቱ ብኤች አይ ቪ ካብ መንጎ ዝተትሓዙ ሰባት 67 ሚኢታዊ መናእሰይ ከምዝኾኑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ በቢዓመቱ ብኤች አይ ቪ ካብ መንጎ ዝተትሓዙ 11 ሺሕን 711 ሰባት እቶም 67 ሚኢታዊ መናእሰይ ከምዝኾኑ ተገሊፁ።

ዋና ዳይሬክተር ቤት ፅሕፈት መከላኸሊን መቆፃፀሪን ኤች ኤይ ቪ ኤድስ  ፌደራል ዳይሬክተር ዶክተር ጽጌሬዳ ክፍሌ፥ ኣብ ኢትዮጵያ ልዕሊ 622 ሺሕ ሰባት ኣብ ደሞም ቫይረስ ኤድስ ኣለዎም ኢለን።

ብሓፈሻ እቲ ቫይረስ ካብ ዝርከቦም ሰባት እቶም 67 ሚኢታዊ መናእሰይ ከምዝኾኑ ገሊፀን።

በቢዓመቱ ኣስታት 12 ሺሕ ዝኾኑ ዜጋታት በቲ ቫይረስን ተመሳሰልቲ ሕማማትን ተታሒዞም ህይወቶም ከምዝስእኑ ተዛሪበን።

በሲሳይ ሀይሌ

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment