ኣብ ኢትዮጵያ ሰብዓዊ ሓገዝ ንምብፃሕ ብሪታኒያ ኣብ ጎኒ መንግስቲ ኢያ- ፍሉይ ልኡኽ ብሪታኒ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ናይ ገንዘብ ሚንስትር ዴኤታ ዶክተር ኢዮብ ተካልኝን ያስሚን ዎሃብረቢን ምስ ፍሉይ ልኡኽ ብሪታኒያ ኒክ ዳየር ኣብ ሰብዓዊ ጉዳያት ተዛቲዮም፡፡
እቶም ሓለፍቲ ኣብ ኢትዮጵያ ጥምየት ንምክልኻል ኣብ ዝስርሑ ስራሕቲን ሰብዓዊ ሓገዝን ጉዳያት ተዛቲዮም፡፡
ኣብ ኢትዮጵያ ሰብዓዊ ሓገዝ ናብ ትግራይ፣ ዓፋርን ኣምሓራን ክልላት ንምብፃሕ ብሪታኒያ ኣብ ጎኒ መንግስቲ ኢያ ክብኡ እቶም ፍሉይ ልኡኽ ምግላፆም ካብ ሚኒስቴር ገንዘብ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።