ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ መጠንን ኣወፃፅኣን ነዳዲን ተፈጥሮኣዊ ጋዝን ዘርእይ ፈላማይ ሰነድ ምፅናዕቲ ዕላዊ ኮይኑ።
እቲ መፅናዕቲ ቅድመ ሐዚ እንትግበሩ ዝነበሩ መፅናዕቲታት ብዝተፈለየ መገዲ ን4 ኣዋርሕ እንትካየድ ከምዝፀንሐ ሚኒስትር ዕደና ኢንጂነር ታከለ ኡማ ተዛሪቦም።
እቲ መፅናዕቲ “ኔዘርላንድስ ስዌሊንግ አሶሴሽን” ዝተብሃለ ኩባኒያ ኣሜሪካ ዘካየዶ ከምዝኾነ ተገሊፁ።
ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ መጠን ተፈጥሮኣዊ ጋዝን ኣዋፃኣይነት ኢኮነኖሚን ዝሓዘ ዶክመንት ሎሚ ኣብቲ ቤት ዕዮ ርኽክብ ከምዝተገበረ ድማ ተገሊፁ።
ብምንይችል ኣዘዘውን ኣመለወርቅ ደምሰውን
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።