ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣገልገሎት ብኦን ላይን ድሕሪ ምጅማሩ መዓልታዊ ክሳብ 1 ሺሕን 500 ኣገልግሎት ቪዛ ይወሃብ ከምዘሎ ተገሊፁ።
ኣብ ቆንስላ፣ ኢሚግሬሽንን ኣገልግሎት ዜግነትን ኦላይን ኣማራፂ ኣብ ዝቐርቡ ኣገልግሎታት ዘድሃበ ዘተ ተሳሊጡ።
ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ብርቱካን ኣያኖ፥ ኣወሃህባ ኣገልግሎት ቆንስላን ኢሚግሬሽንን ብምዝማን ፅርየትን ቅልጣፈን መሰረት ብምግባር ምፍፃም ይግባእ።
ቴክኖሎጂ ብምጥቃም ኣገልግሎታት ንምቅልጣፍ ዘኽእል ኣገልግሎት ኦን ላይን ንተገልገልቲ ምቅራብ ከምዝተኽኣለ እወን ሓቢረን።
ይኹን እንበር ኣብ ከይዲ እቲ ኣሰራርሓ ዝረኣዩ ግድፈታት ቀልጢፍካ ምእራም ከምዝግባእ ተዛሪበን።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።