ኣብ ነገሌ ከተማ ግብረ ራዕዲ ሸኔ ዘውግዝ ሰልፊ ይካየድ ኣሎ

 ኣዲስ ኣበባ፣  19 ነሓሰ 2013(ኤፍ ) ኣብ ዞባ ጉጂ ነበርቲ ነገሌ ከተማን ከባቢኡን ግብረ ራዕዲ ሸኔ ዘውግዝ ሰልፊ የካይዱ ኣለዉ።

 

እቶም ነበርቲ “ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዘካይዶ ዘሎ ጭፍጨፋ ኣይንዕገስን፤ ቀሬን ቄሮን ናይ ሃገር ዋልታ ኢዮም” ዝብሉን ወዘተን መፈክራት ኣስሚዖም።

 

መናእሰይ፣ ሽማግለታት፣ ኣባገዳታት ሓዊሱ ካልኦት ክፋላት ማሕበረሰብ ከምዝተረኸቡ ግዜኢ ፀብፂቡ።

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/detailsኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1 ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment