ኣብ ትግራይ 10 ሚሊየን ፈልሲታት ንተኸላ ተዳሊዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ 10 ሚሊየን ፈልሲታት ንተኸላ ከምዝተዳለዉ ቢሮ ሕርሻን ልምዓት ገፀርን ጊዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣፍሊጡ።

ኣብቲ ቢሮ ኣተሓባባሪ ልምዓት ሃፍቲ ተፈጥሮን ዓውዲ ምግቢ ውሕስናን ኣይተ ደስታ ገብረስላሴ ከምዝበልዎ፥ ኣብቲ ክልል ኣብ ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ጣቢያታት ፈልሲ ንዝተዳለዉ ፈልሲታት ኳዕቲ ጎዳጉዲ ይካየድ ኣሎ።

ስለዝኾነ ክሳብ ሐዚ 1 ነጥቢ 2 ሚሊየን ጎዳጉዲ ዝተኹዓቱ እንትኾኑ፥ እቲ ኳዕቲ ሐዚ እወን ተጠናኺሩ ይቕፅል ኣሎ ኢሎም።

ነቲ ዓውዲ ንምልማድ ዝተዋደደ ጠሊ ናይ ምዕቃብ ናብ ምእካብ ስራሕ አውን ይስራሕ ኣሎ።

ኣብ ሃፍቲ ተፈጥሮ ዝረአ ዘሎ ጉድኣት ንምክልኻል በቢከባቢኡ መድረኻት ግንዛበ ይዳለዉ ኣለዉ ክብል ግዜኢ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment