ኣብ ትግራይ ዝርከባ ዩኒቨርሲቲታት ስሩዕ ምምሃር ምስትምሃር የካይዳ ከምዘለዋ ሚኒስቴር ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ ዝርከባ ዩኒቨርሲቲታት ስሩዕ ምምሃር ምስትምሃር የካይዳ ከምዘለዋ ሚኒስቴር ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ኣፍሊጡ።

እዚ ድማ ኣብታ ክልል ካብ ዘለዎ ዓለም ለኸ ትከላት ከምረጋገፀ ኣፍሊጡ።

ዝተፈላለያ ዓለም ለኸ ሚዲያተታእ ኣብቲ ቦታ ብምርካብ ድምፂ ተምሃሮ ብምቐዳሕ ንብተሰብ ተምሃሮን መላእ ህዝቢ ኢትዮጵየን ብምድማፆም እቲ ሚኒስቴር አመስጊኑ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment