ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ንተኸታተልቲ ሓሙሽተ መዓልታት ዝፀንሕ ስልጠና ንመምህራን ከምዝወሃብ ተገሊፁ።
ቢሮ ትምህርቲ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ከመዝገለፆ፥ እቲ ስልጠና ንልዕሊ 37 ሺሕ መምህራንን ኪኢላታትን ቤት ፅሕፈት ትምህርቲ ዝወሃብ ኢዩ።
ቀንዲ ጠመትኡ ድማ፥ ኣብ ኣገዳስነት ምትእትታው መስርሕ ሕውየት ስነ ልቦና ኣብ ኣብያተ ትምህርቲ፣ ትምህርቲ ኣብ እዋን ቅልውላው፣ ኣግባብ ኣፈፃፅማ ዝተሳለጠ ትምህርቲ ዝብሉ ዘድሃበ ኢዩ ተባሂሉ።
ብተወሳኺ እንታይነት ዝተሳለጠ ትምህርቲ ኣብ ትግራይን መፈፀሚ መምርሕታትን ዝጠመተ ምዃኑ ተገሊፁ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።