ኣብ ትግራይ ካልኣይ ዙር ወፍሪ ክታበት ፀረ ሕማም ኣልምሲ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ካልኣይ ዙር ወፍሪ ክታበት ፀረ ሕማም ኣልምሲ ክካየድ ኢዩ።

እቲ ክታበት ካብ 3 ክሳብ 8 ሰነ 2016 ዓ.ም ኣብ ዘሎ እዋን ከምዝውሃብ ቢሮ ጥዕና ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ገሊፁ።

ኣተሓባባሪ ምእላይ ሓደጋታት ጥዕና ሕብረተሰብ እቲ ቢሮ ኣይተ መብራህቶም ሃፍቱ፥ ኣብቲ ወፍሪ 1 ነጥቢ 7 ሚልየን ህፃናት ክትባት ክረኽቡ መደብ ከምዝተትሓዘ ገሊፆም።

ነዚ ንምዕዋት ኩሉ ተሳትፍኡ ከዕዝዝ ፃውዒት ኣቕሪቦም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment