ኣብ ትግራይ ኣብ ዘለዋ ዩንቨርስቲታት ኣብ 2013 ዓ.ም ትምህርቶም ዝወድኡ ተምሃሮ ዝምረቕሉ ኩነታት ንምምዕርራይ ክስራሕ ኢዩ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣  7 ነሓሰ፣2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ ኣብ ዘለዋ ዩንቨርስቲታት ኣብ 2013 ዓ.ም ትምህርቶም ዝወድኡ ተምሃሮ ዝምረቕሉ ኩነታት ንምምዕርራይ ክስራሕ ኢዩ ከብል ሚኒስቴር ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ኣፍሊጡ።

እቲ ሚነስቴር ኣብ ተግራይ ካብ ዝርከቡ ዩንቨርስቲታት 10 ሺሕን 164 ተምሃሮ ከምዘጎዓዓዘ ኣፍሊጡ።

እቶም ተምሃሮ ብምኽኒያይ ፀፅታ ኣብ ጉዕዞ ዘባከንዎም ናይ ዕረፍቲ ጊዜታት ከምዝከሓሓሰሎም ሓቢሩ።

የ2013 ዓም ይመረቁ የነበሩ ተማሪዎች እና ያልተጠናቀቀ የትምህርት ተግባር ያላቸው ትምህርታቸውን የሚያጠናቅቁበትና የሚመረቁበትን ሁኔታ እንደሚያመቻች ሚኒስቴሩ ማስታወቁን ኢዜአ ዘግቧል፡፡

ኣብ 2013 ዓ.ም ኣብቲ ክልል ኣብ ዘለዋ ዩንቨርስቲታት ክምረቑ ዝነበሩን ትምህርቶም ዘይዛዘሙን ትምህርቶም ዝውድእሉን ዝምረቕሉን ኩነታት ንምምዕርራይ ክስራሕ ኢዩ ምባሉ ግዜኢ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፥

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanaእ broadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment