ኣብ ትግራይ ኢንዱስትሪታት መሊስካ ናብ ስራሕ ንክኣትዋ ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ኢንዱስትሪታት መሊስካ ናብ ስራሕ ንክኣትዋ ይስራሕ  ከምዘሎ ምክትል ሓላፊ ቢሮ ኢንዱስትሪ ግዝያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ መሓሪ ገብረሚካኤል ገሊፆም።

ኣብዚ ሐዚ እዋን ንሰራሕተኛታት ናይ ሰለስተ ኣዋርሕ መሃያ ብምኽፋል ናብ ስራሕ ንክምለሱ ናይ ምትእኽኻብ ስራሕ ይፍፀም ከምዘሎ እውን ተዛሪቦም።

ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ናብ ስራሕ ንምእታው ብዝተገበረ ፃዕሪ ዝጀመሩ ከምዘለዉ ሓቢሮም።

ኣብ ፓርኪታት ኢንዱስትሪ እንተልምዑ ዝነበሩ ሰብ ሃፍቲ ወፃኢ ናብ ስራሕ ነክምለሱ ምስራሕ ትፅቢት ከምዝግበር እውን ገሊፆም።

ኣብ 2016 ዓ.ም ዝተማልአ ስራሕ ንምጅማር ዘኽእል ትልሚ ኣብ ምድላው ከምዘሎ ኣብሪሆም ክብል ግዜኢ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment