ኣብ ትግራይ ንልዕሊ 3 ሺሕ ወገናት ነፃ ሕክምና ምግፋፍ  ሞራ ዓይኒ ይወሃብ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ንልዕሊ 3 ሺሕ ወገናት ነፃ ሕክምና ምግፋፍ  ሞራ ዓይኒ ይወሃብ ኣሎ።

እቲ ሕክምና፥ ቢሮ ጥዕና ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ምስ ሆስፒታል ኲሓን ሂማሊያን ‘ካታራክት’ ምስ ዝተብሃለ ዘይመንግስታዊ ትካልን ብምትሕብባር ኢዩ ዝወሃብ ዘሎ።

ኣተሓባባሪ ፕሮጀክት ሂማሊያን ካታራክት ተስፋይ ተክለማሪያም፥ እተን ትካላት ኣብዚ ዓመት ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት እቲ ክልል ዝተዋደደ ሕክምና ምግፋፍ  ሞራ ዓይኒ ይሃባ ከምዘለዋ ተዛሪቦም።

ብመሰረት እዚ ኣብ ዞባ ደቡብ እቲ ክልል ሆስፒታል ለምለም ካርል ማይጨው ካብ ኹሎም ክፋላት ማሕበረሰብ ንዝተውፃእፅኡ ልዕሊ 800 ሕሙማት ኣገልግሎት ከምዝተውሃቦም ግዜኢ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment