ኣብ ትግራይ ተሓላለፍቲ ሕማማት ንምክልኻል ዘኽእል ፕሮግራም ጥዕና ስድራ ናብ ተግባር ኣተዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ተሓላለፍቲ ሕማማት ንምክልኻል ዘኽእል ፕሮግራም ጥዕና ስድራ ናብ ተግባር ከምዝኣተወ ቢሮ ጥዕና ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ገሊፁ።

መራሒ ጉጅለ ፕሮግራም ዝተዋደደ ጥዕና ስድራ እቲ ቢሮ ኣይተ ሚኪኤለ ሓጎስ፥ 16 ኤክስቴንሺን ጥዕና ናብ ስራሕ ምእታው እቶም ሕማማት ንምክልኻል ከምዝሕግዝ ተዛሪቦም ክብል ግዜኢ ፀብፂቡ።

እቲ ፕሮግራም ናብ ስራሕ ዝኣተወ ልዕሊ 45 ሺሕ ኣባላት ጉጅለ ልምዓት ጥዕና ብሓዱሽ መገዲ ብምውዳብን ሰራሕተኛታት ኤክስቴንሺን ጥዕና ደገፍ ንክረኽቡ ብምግባርን ኢዩ ኢሎም።

ስለዝኾነ ንልዕሊ 100 ሰራሕተኛታት ሰልጠና ከምዝተውሃበ ተዛሪቦም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment