ኣብ ትግራይ ምጅማር ስራሕ ኣገልግሎት ሃንደበታዊ ሕክምናን ትካላት ጥዕናን ተጠናኺሩ ከምዝቐፀለ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጥዕና ኣብ ትግራይ ምጅማር ስራሕ ኣገልግሎት ሃንደበታዊ ሕክምናን ትካላት ጥዕናን ተጠናኺሩ ከምዝቐፀለ ገሊፁ።

ናብቲ ክልል ሰብኣዊ ሓገዝ፣ ሰርዓተ ምግቢ ሕክምና ህይወት ኣድሕንን ኣገልግሎት ጥዕናን ተበፃሒ ይኸወነ ከምዘሎ ተሓቢሩ።

እቲ ስራሕ ብሚኒስቴር ጥዕናን መዳርግቲ ኣካላትን ይፍፀም ከምዘሎ ካብ ሚኒስቴር ጥዕና ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment