ኣብ ትግራይ መድረኽ ወፍሪ ዕቀባ ሓመድን ማይን ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ መድረኽ ወፍሪ ዕቀባ ሓመድን ማይን ሎሚ መዓልቲ ይሳለጥ ኣሎ።

እቲ ብብርኪ ክልል ብምትሕብባር ቢሮ ሕርሻን ልምዓት ገፀርን ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዝካየድ ዘሎ መድረኽ ዘተ፥ “ወፍሪ ዕቀባ ሓመድን ማይን ንዘላቒ ቑጠባዊ ውሕስናና” ዝብል መሪሕ ሓሳብ ዘለዎ ኢዩ።

ኣብቲ መድረኽ ንርእሰ ምምሕዳር ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ጌታቸው ረዳ ሓዊሱ ላዕለዎት ኣመራርሓ ክልል፣ ዞባታትን ወረዳታትን፣ ካልኦት ዝምልከቶም ኣካላትን ይሳተፉ ከምዘለዉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ጉዳያት ኮሙኒኬሽን ክልል ትግራይ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment