ኣብ ትሽዓተ ኣዋርሕ ካብ ወፃኢ ንግዲ ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት 390 ሚሊየን ዶላር ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትሽዓተ ኣዋርሕ ካብ ወፃኢ ንግዲ ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት 390 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ከምዝተረኸበ ሚኒስትር ኢንዱስትሩ ኣይተ መላኩ ኣለበል ገሊፆም።

እዚ ድማ ካብ ዝተትሓዘ ትልሚ 87 ሚኢታዊ ከምዝኾነ ተሓሩ፡፡

ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪ ኣብ ኢትዮጵያ ዝበረታታዕ ዕቤት እናርአየ ከምዝኾነ ዝሓሩ እቶም ሚኒትር፥ ፀገም እታወት፣ ሕፅረት መሰረተ ልምዓት፣ ሕፅረት ዝሰልጠነ ሓይሊ ሰብ፣ ፀገም ፋይናንስን መሰል ፀገማትን እቲ ማሕለኻታት ዓውዲ ከምዝኾኑ ኣብሪሆም፡፡

ነቶም ፀገማት መዕለቢ ንምሃብ ድማ ብዕቱብ ክስራሕ ኢዩ ኢሎም፡፡

ብዘላለም ገበየሁ

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment