ኣብ ትምህርቲ ኢጋድ ዝዝቲ ኮንፈረንስ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትምህርቲ ኢጋድ ዝዝቲ ኮንፈረንስ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ።

ኣሳታፊ፣ ተበፃሕን ፅርየት ዘለዎን ትምህርቲ፥ ስደተኛታት፣ ካብ ስደት ተመለስቲን ስደተኛታት ብምቕባል ዘተኣናግዱን ማሕበረሰባት ዝርከብሉ ምቹው ኩነታት መፍጣርን እቲ ኩነታት ምስላጥን ኣብ ዘኽእል ኩነታት ዝዝቲ ከምዝኾነ ተሓቢሩ።

እቲ ኮንፈረንስ ኣብ 2021 ዓ.ም.ፈ ኣብ ጂቡቲ ከምዝተኻየደ ይዝከር።

ኣባል ሃገራት ኢጋድ ኣብቲ ኮንፈረንስ ይሳተፋ ከምዘለዋ ግዜኢ ፀብፂቡ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment