ኣብ ቴክሳስ ዳላስ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ዳያስፖራታት ንዝተመዛበሉ ወገናት ዝኸውን ሓገዝ ገንዘብ ኣተኣኻኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቴክሳስ ዳላስ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ዳያስፖራታት ንዝተመዛበሉ ወገናት ዝኸውን ልዑል ሓገዝ ገንዘብ ከምዝተኣከበ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካ ኣይተ ፍፁም ኣረጋ ገሊፆም።

እቶም ኢትዮጵያውያን ንካልኣይ ግዘ ኣብ ዳላስ ቴክሳስ ተኣኻኺቦም ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ንዝተመዛበሉ ወገናት ዝኸውን 305 ሺሕ ዶላር ሓገዝ ገይሮም፡፡

እቲ ዝተገበረ ሓገዝ ዝለዓለን ቅድሚ ሕዚ ዳያስፖራታት ካብ ዝገበሩዎ ሓገዝ ዝበለፀን ከምዝኾነ እቶም ኣምባሳደር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ገሊፆም፡፡

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment