ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቱርኪ ምንቅጥቃጥ መሬት ካብ ዘጋጥም ድሕሪ 10 መዓልታት ሰባት ብህይወት ይርከቡ ኣለዉ።
ሰራሕተኛታት ነብሲ ኣድሕን ብሰንኪ እቲ ዘጋጠመ ምንቅጥቃዕ መሬት ብኣቦራ ዝተሸፈኑ ከተማታት እንትፀርያ ብህይወት ዝተረፉ ሓደ ህን፣ ሓንቲ ጔል ኣነስተይቲን ክልተ ኣዋዳተን ብህይወት ከምዝተረኸቡ ዌስት ሜዝ ፀብፂቡ።
ክሳብ ሐዚ ኣብ ክልተ ሃገራት ዘጋጠመ መንቅጥቃጥ መሬት ኣስታት 44 ሺሕ ሰባት ህይወቶም ከምዝሰኣኑ ተገሊፁ።
ካብዚኦም እቶም 38 ሺሕን 44 ኣብ ቱርኪ ከምዝኾኑ ኣልጀዚራ ፀብፂቡ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።