ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ኢትዮጵያ ዝፈሪዩ ፍሪያታት መጠንን ፅርየትን ብምውሳኽ ኣብ ተወዳዳሪነት ፍሪያት ዝዝቲ መድረኽ ይካየድ ኣሎ።
ብሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ዝተሰናድአ ካብ 1 ክሳብ 5 ገንቦት 2016 ዓ.ም ኣብ ኣዳራሽ ሚሌኒየም ዝሳለጥ መድረኽ ኢትዮጵያ ተፍሪ ይቕፅል ኣሎ።
96 ፍሪያታት ብምፍላይ ንምፍራይ ከም ሃገር ምድላዋት ይግበር ከምዘሎ ኣብቲ መድረኽ ተገሊፁ።
ፍሪያት ክብ ብምባልን ተወዳዳሪነት ብምውሳኽን ንሰደድ ወፃኢ ፍሪያት ብስፍሓት ምቕራብ ከምዘድሊ ተገሊፁ።
ብፈትያ ዓብደላ
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።