ኣብ ብሄራዊ ፓርክ “ነጭ ሳር” ዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ኣብ ቁፅፅር ውዒሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ብሄራዊ ፓርክ “ነጭ ሳር” ዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ኣብ ቁፅፅር ውዒሉ

መጠን እቲ ሓደጋ ንምቕናስን እቲ ባርዕ ሙሉእ ንሙሉእ ንምቁፅፅርን ፖሊስ ዞባ ጋሞ፣ ከተማ ኣርባ ምንፅን ወረዳ ከባቢ ኣርባ ምንጭን፣ ሰራሕተኛታት ቤት ፅሕፈት ለውጢ ኣየረን ደንን ዞባ ጋሞ ከምኡውን ብዙሓት ምሊሻታትን ሬንጀራትን ብሓባር ብዝገበርዎ ምርብራብ እቲ ባርዕ ኣብ ቁፅፅር ከምዝወዓለ ኢፕድ ፀብፂቡ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment