ኣብ ቤንች ሸኮ ዞባ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዘውግዝ ሰልፊ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቤንች ሸኮ ዞባ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዘውግዝን ንመከላለከያ ሰራዊት ዝድግፍን ሰልፊ ተገይሩ።

ግብረ ራዕዲ ጉጅለ ህወሓት ኣብ ልዕሊ ሃገርና ዝኸፈቶ ጦርነት ንምምካት ናይቲ ዞባ መናእሰይ ብኣካል ካብ ምዝማት ብተወሳኺ ብገንዘብ፣ ሞራልን ልገሳ ደመን ልዑል ኣስተዋፅኦ ከምዝገበሩ ተገሊፁ።

በዛሬው ዕለትም ለሀገር መከላከያ ሠራዊት ያላቸውን አጋርነት በድጋፍ ሠልፍ ገልፀዋል።

ሎሚ መዓልቲ ድማ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዘውግዝን ንመከላለከያ ሰራዊት ዝድግፍን ሰልፊ ተገይሩ።

ኣብ ህልውና ሃገር ዓብዪ ስግኣት ዘንፀላለወ ፅንፈኛ ጉጅለ ካብ ኢትዮጵያ ምድሪ ተነቒሉ ክሳብ ዝጠፍእ ንሰራዊት ዝግበር ድጋፍ ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ተሓቢሩ።

እቲ ድጋፍ ሰልፊ ምኽንያት ብምግባር ናይ ደም ልገሳ መርሃ ግብሪ ተኻይዱ።

ብዘላለም ግዴለው

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment